Category: News
Eritrean News and update about the current situation of Eritrea and neighbouring countries.
ኣገዳሲ ሓበረታ ካብ ፖልስ ስውደን
ኣገዳሲ ሓበረታ ካብ ፖልስ ስውደን ብዛዕባ ምድላው ኣብ ከተማ ስቶክሆልም፥ ዝኾነ ዘብ ዝርብሽ ጠሪር ስጉምቲ ክውስደሉ እዩ። ተወሳኺ ጸገማት ምስ ወረቀቶም ክወሃቡ እዮም።
ጆን ብላክ ንሄኖክ ካብ ERISAT ጸሪፉ ብሰንኪ ቃለ መጠይቅ ምስ ሓንቲ ጸዓዳ ሰበይቲ ናብ ስውደን ከይቲመጹ ዝለ ዝበለት
ጆን ብላክ ንሄኖክ ካብ ERISAT ጸሪፉ ብሰንኪ ቃለ መጠይቅ ምስ ሓንቲ ጸዓዳ ሰበይቲ ናብ ስውደን ከይቲመጹ ዝለ ዝበለት። John insulted Henok from ERISAT because of one swedish politician, which told Henok the group of John…
ኣፍሪቃዊ ንጀርመን መረቶም መንጢሉ – Afrikawi Ni Germen Meretom Mentilu
ሶሽል ፕሮጀክት ብዛዕባ ሓደ ኣፍሪቃዊ ናብ ጀርመን ኸይዱ ንጀርመን መረትኩም ገዝኤዮ እንዳ በለ ይዛረቦም ኣሎ። African buying a whole german village and confronting the german residents. The reaction of the german is very funny.
ኪሮስ ንደቂ ኣንስትዮ ኣስመራ ጸሪፉ – Kiros N Deki Anistiyo Asmara Tserifu
ዘግሪም ዜና፥ ከም ደረፋይ ኪሮስ ኣስፋሃ ዝፍለጥ ሕጂ ኣብ ስደት ዝነብር ንደቂ ኣንስቲዮ ኣስመራ ጸሪፉ።
፮-6 ሽሕ ሰብ ወረቐቶም ተመንጢሎም – 6,000 Seb Wereqetom Tementilom
፮-6 ሽሕ ሰብ ወረቐቶም ተመንጢሎም – 6,000 Seb Wereqetom Tementilom
ምኽሪ ካብ ኤርትራ ናብ መንግስቲ ራሽያ
ምኽሪ ካብ ኤርትራ ናብ መንግስቲ ራሽያ። ERITREA: ISAIAS TOLD PUTIN TO LEAD THE STRATEGY AGAINST THE WEST
ህወሓት vs ህዝቢ ትግራይ – ሰለማዊ ሰልፊ 50 ሽሕ ሱንኩላን ኣብ ውሽቲ መቐለ
ህወሓት vs ህዝቢ ትግራይ – ሰለማዊ ሰልፊ 50 ሽሕ ሱንኩላን ኣብ ውሽቲ መቐለ።
ኣገዳሲ ዜና ንህዝቢ ትግራይ ካብ ኤርትራዊያን
ቮድካጨው ሳላ sanction Russia ውስኪጬው ተባህሉ፥ደብረሰይጣን ምስ ውስኪጬው ተራኽቦም ምሸት ምሸት ኣኸባ የኻይዱ ኣሎዉ። ከባቢ 1 ሚልዮን ህዝቢ ትግራይ ብጥምየት ሞይቱ ዋላ ውስኪጬውን ደብረሰይጣንንእዚ ነገር ኸብዱዎም ብዋርዲያ ኣብ ውሽቲ ትግራይ ይንቃሳቀሱ ኣሎዉ።