ንፖልስ ሆላንድ ንሓብሮም ብዛዕባ ኣሽባሪ ጆን – Lets inform together about the Terrorist from Utrecht Admin August 17, 2023August 17, 2023 Share Eritrea Chat: ከም ሶሎሞን ሓውና ዝሕብረና እንድዩ ንሕና እና ባዕልና ንፈትሖ ነዚ ጉዳይ፥ ምስ ጸዓዱ ዕሩኽትናን፥ መሳርሕትናን ወይ በተ ሰብናን ኾይና ነዚ ጉዳይ ኣብ ፖልስ ናይ ሆላንድ ነቅሪበሎም ንሓብሮም። ኤርትራዊ ትራይ ዘይኾነስ ዋላ ካልእ ዘጋ ክሕብር ይኽእል እዩ፥ ነዚ ጆን ዝበሃል ከምዝ ጥርዙዎ ብሓንሳብ ንስርሓሉ። Christian Religion ኣገዳሲ ዜና