ሽዳና ክብርቲ ጫማ ንኤርትራዊያን ትራይ ዘይኾነ ንሙሉእ ዓለም Admin January 10, 2023January 10, 2023 Share Eritrea Chat: ዘግሪም ዜና፥ ዘይሓፍሩ ክቡር ንብረት ትሽይት ትካል Gucci ንሽዳ ኮፒ ገሮም ብኣእላፍ ዕጽፊ ይሸቱ ኣሎዉ። እዝኦም ኮ ካብ China ይገዱ ከም ደጊያት ሓጎስ ባሕታ ካብ ሰገነይቲ ዝበሎ፥ ጻዕዳ ተመን ተነኽሱ ፎውሱ ኣይሪከብን እዩ። ደርፊ ናይ ሺዳና ካብ ሃገርና ኤርትራ። News ዘግሪም ዜና