ድባርዋ እንታይ ማለት እዩ – Dbarwa Intay Malet Iyu Admin January 16, 2023January 16, 2023 Share Eritrea Chat: ድባርዋ እንታይ ማለት እዩ – Dbarwa Intay Malet Iyu። ብ መረብ ተኸበበት ሩባ – ዶባ ሩባ ተጸውዓ ነበረት ነዚ ኣብ Google Maps ትረኽቡ ትኽእሉ እኹም። History
ታሪኽ ኣብ ኤርትራ ብዙሕ ግዜ ዝጋጮ እኳ እንተኾነ፡ ከም ኣመጻጽኣ ብሄራት ኤርትራ፡ ኒሎቲክስ መጀምርታ፡ ደሓር ድማ ኩሻቲክስ፡ ኣብ መወዳእታ ድማ ሰመቲክስ መጽኡ። እዚ ትርጉም ናይ ድባርዋ ድማ ከምዚ ዝስዕብ ተዘንትይለይ ካብ ናይ ብሔረ ብሌን ምሁራት፡ ከምቲ ብሊን መጀመርያ ካብ ከበሳታት ኤርትራ ቀጺሎም ናብ መታሕት ቀጺሎም። ትርጉም ድባርዋ (ብሊን) ድባ —–ኩርባ እርዋ—- ማዕረ —— ስለዚ ድባርዋ ማለት— ክልተ ማዕረ ዝኾኑ ኩርባ ማለት እዩ። ኣብ ድባርዋ ክልተ ማዕረ ዝኾኑ ኩርባ ኣለዉ ይበሃል። ካልእ እዉን ሸከቲ —ብሊን ሽከቲ ማለት ብብሊን ድል ዝበለ ገደል ወይ ጸድፊ ማለት እዩ። ብብሊን ከኣ ሸከቲ (ተነቆት ተሸኸል ማለት እዩ)። …ወዘተ ኣብ ቀጸሊ ብቛንቋ ብሊን ትርጉም ዝሓዘ ኣስማት ከነቅርበልኩም ኢና። Reply
ታሪኽ ኣብ ኤርትራ ብዙሕ ግዜ ዝጋጮ እኳ እንተኾነ፡ ከም ኣመጻጽኣ ብሄራት ኤርትራ፡ ኒሎቲክስ መጀምርታ፡ ደሓር ድማ ኩሻቲክስ፡ ኣብ መወዳእታ ድማ ሰመቲክስ መጽኡ።
እዚ ትርጉም ናይ ድባርዋ ድማ ከምዚ ዝስዕብ ተዘንትይለይ ካብ ናይ ብሔረ ብሌን ምሁራት፡ ከምቲ ብሊን መጀመርያ ካብ ከበሳታት ኤርትራ ቀጺሎም ናብ መታሕት ቀጺሎም።
ትርጉም
ድባርዋ (ብሊን)
ድባ —–ኩርባ
እርዋ—- ማዕረ —— ስለዚ ድባርዋ ማለት— ክልተ ማዕረ ዝኾኑ ኩርባ ማለት እዩ። ኣብ ድባርዋ ክልተ ማዕረ ዝኾኑ ኩርባ ኣለዉ ይበሃል።
ካልእ እዉን
ሸከቲ —ብሊን
ሽከቲ ማለት ብብሊን ድል ዝበለ ገደል ወይ ጸድፊ ማለት እዩ።
ብብሊን ከኣ ሸከቲ (ተነቆት ተሸኸል ማለት እዩ)።
…ወዘተ ኣብ ቀጸሊ ብቛንቋ ብሊን ትርጉም ዝሓዘ ኣስማት ከነቅርበልኩም ኢና።